አብ ትግራይ ንመጀመርያ ጊዜ 1. Prenatal Screening , ቕድሚወሊድ ናይ አፈጣጥራ ፀገም ዝፍለጠሉ ...ኡዚ ማለት ብአልትራሳውንድ ዘይረአይ ናይ አፈጣጥራ ፀገም ዘለወዋም እሸላት ንአብነት ኸም እል ዳውን ሲንድረም , Down Syndrome ዝምርመረሉ በዚ አቢልኻ አብ ቤተሰብ ክፍጠር ዝኽእል ቕልውላው ዘተርፍ ምርመራን 2 . TORCH Syndrome 3. Antiphospholipid Syndrome ምርመራታት ብምግባር ቕድሚ ጥንሲ ምርመራን ተደጋጋሚ ናይ ጥንሲ ምንፃል ዘጋጥመን አዴታትና እንሕግዘሉን ቴክኖሎጂ አታአታቲና አለና ። እንካዕ ንበዓል ልደት አብፀሓና አብፀሓኩም